ארכיון Events - מרכז מורשת יהדות אתיופיה-תיגרינית

ናይ ዘኽርን ካልእን ሰሌዳ ግዘ

Filter by event type
Filter by year
May 26
ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ናብ እስራኤል (እየሩሳሌም) ኣብ ምእታዎም ሂወቶም ናይ ዝሳኣኑ ናይ ዘኽሪ ማዓልቲ

እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት

Herzl's Grave, Mount Herzl Cemetery, Jerusalem
26.05.2025 11:00 - 13:00
November 28
ዓመት ባዓል ምህልላ አብ እየሩሳሌም
ሳአሊ : ታሞ/ ናይ Dmd ስእሊ

ዓመት ባዓል ምህልላ አብ እየሩሳሌም

28.11.2024 08:00 - 14:00
ዓመት ብዓል ምህለላ አብ እየሩሳሌም ብጸሎትን ስነ ስርዓትን ክኽበር እዩ፡፡ ሓሙስ ዕለት 28/11/2024 አብ እየሩሳሌም አብ ጥቓ ናይ እየሩሳሌም አርሞን ሀናጺብን ጣዬለት ሺሩበር አብ ዝባሀል ቦታን ኣብ ዝካየድ ናይ ምኽባር ዓመት ብዓል ምህለላ ስነ ስርዓት ተረኺብኩም ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ፡፡   እቲ ስነ ስርዓት አብ ስዓት 8፡00 ብጸሎት ፤ አብ ስዓት 12፡30 ብቡራኼን መንግስታዊ ናይ‘ቲ ዓመት ብዓል ስነ ስርዐትን ክኽበር እዩ፡፡ አብ ስዓት 14፡00 ናይ‘ቲ ዓመት ብዓል ጾምን ጾሎትን የብቅዕ/ይዛዘም፡፡   በቲ ዕለት ናብ‘ቲ ቦታ ናይ መኽበሪ ዓመት ብዓል ተሳተፍቲ ዝወስወዳ (ዘጉዓዕዛ) እተቡሳት አብ ጥቓ ናይ እየሩሳሌም ብኒያኔ ሀኡማ ሸዛር አብ ዝብሀል ጎደና ክዳለዋ/ክህልዋ እየን፡፡ ከምኡ‘ውን ካብ ተፈላለዩ ቦታታት/ከተማታት ተሳተፍቲ እየሩሳሌም ዘጉዕዛ እተቡሳት ክዳለዋ ፡፡ ኢሜል info@moreshete.org.il ቁጽሪ ስልኪ 02-6772568
June 05
እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት

እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት

Herzl's Grave, Mount Herzl Cemetery, Jerusalem
05.06.2024 11:00 - 13:00
April 16
ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ናይ ምጽሓፉ ምረቓ ስነ ስርዓት

ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ናይ ምጽሓፉ ምረቓ ስነ ስርዓት

16.04.2024 17:00 - 20:00
ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ናይ ምጽሓፉ ምረቓ ስነ ስርዓት ኣብ ዕለት 16.4.2024 ስዓት 17፡00 ኣብ እየሩሳሌም ኣብ ናይ ብንያነ ሀኡማ አደራሽ ኦዲተርዩም ኤሽኮል ሻዛር ቁጽሪ 1 ስለ ዝካየድ በቲ እዋን አብ’ቲ ቦታ ተረኹብኩም ተሳተፍቲ ክትኮኑ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ማእኸል ቅርስን ባህልን ደሙ፡፡   እቲ ስነ ስርዓት ሊቀ ካህናት ብርቁን ካልኦት ካህናትን ከምኡ’ውን ተወከልቲ ህዝብን ህዝብን ኣብ ተረኸብሉ እዩ ክካይድ፡፡ እቲ ናይ ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ብግእዝ ብክልተ ጥራዛት እንትኸውን ሕታሙ፡ 1.ጥራዝ ናይ ቆውዒ ባዓለት (ኻይ አቭ) (ወርሒ ሌሳን ፤ ውሬናን ሰነ ማረርን (ኻግ ሻቡኦት) ዝርከብዎ 2 ካልኣይ ጥራዝ..ናይ ብርሀን ሰረቐ (ሮሽ ሀሻና) ፤ ናይ ባዓለ መጸለት (ሱኮት)  ሕዳረ ማእረር (ካልኣይ ሻቡኦት) ዓመት ባዓላት ዝርከብዎ ሻውዓይ ወርሒ እዩ፡፡    እቲ ናይ ጸሎት መጽሓፍ ብካህን ምንተስኖት ማሙ ካብ ተፈላለዩ ቦታታት ተኣኻኺቡ ተጻሕፈ እንትኸውን እንተሎ ኣብ ምድላዉን ናይ ምምራቑ ስነ ስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ማእኸል ቅርስን ባህልን ተሳታፋይ  እዩ፡፡   ክንሪኤኩም ንጽበ !   እቲ ስነ ስርዓት ብቪድዮ ክልዓለን ብመቕድሒ ክቕደሕን እዩ
November 13
አብ እየሩሳሌም ናይ ዓመት ባዓል ምህለላ ጸሎት

አብ እየሩሳሌም ናይ ዓመት ባዓል ምህለላ ጸሎት

ኣርሞን ሀናጺብ ተባህለ ጣየለት ሺሮበር ናይ እየሩሳሌም መናፈሲ
13.11.2023 09:30 - 13:00
13/11/23 ብሰንኪ እቲ ኻራቦት ባርዜል ብዝብል ተሰየመ ውግእን ብመሰረት ናይ ደጀን እዚ ዘውጽኦ ትእዛዝን ዓመት ባዓል ምህለላ ከም'ቲ ኩሉ ግዘ ዝባዓሎ ለብዘበን ህዝቢ አኪባካ አይካየድን። ብኸም'ዚ እቲ አብ ጣየለት አርሞን ሀናጺብ ዝካየድ ጸሎት ካብ ስዓት 9:30 ክሳብ ስዓት 13:00 ጥራሕ ባአቕሽቲ እዩ ክካየድ። ምክያዱ ንህዝቢ በቲ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ማእኸል ባህልን ቅርስን ድህረ ገጽ ፣ በፌይስቡክን ዩቲዩፕን ክፍኖ እዩ። ናይ ቡራኬ ስነ ስርዓት አይህሉን፣አይካየድን። እዚ ዝቐረበ ብቢሮ ሚኒስተር ናይ ባህልን ስፖርትን ፣ እቲ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን መንግስታዊ ማእኸል ባህልን ቅርስን፣ አቕሽትን ፣ መንፈሳዊ አመራርሓን ክፍሊ ናይ መንግስታዊ ስነ ስርዓታትን ድግሳትን እዩ።
May 18
እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት

እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት

18.05.2023 11:00