ብቐሊል ናይ ምርኻብ ቃል ምእታው - מרכז מורשת יהדות אתיופיה-תיגרינית

ብቐሊል ናይ ምርኻብ ቃል ምእታው

ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ማእኸል ናይ ባህልን ቅርስን ናብ ናይ ኢንተርነት ድህረ ገጹ እናአተው ክጥቀሙ ዝደሊዩ ናይ ኣካልን ናይ ኣእምሮን ውሱኑነት ጸገማት ዘለውዎም ሰባት እናኣተዉ ክጥቀሙ ንምግባር ብርክት ዝበለ በጀት እናፍሰሰ እዩ፡፡
እቲ ድህረ ገጽ ናይ ኣካልን ናይ ኣእምሮን ውሱኑነት ጸገማት ዘለዎም ሰባት ብዝምልከት እቲ ብ2013 ዓ/ም ተደንገገ እግልግሎት ናይ መሀብ ናይ ማዕርነት ድንጋገን ቁጽሩ 5568 ዝኾነ ናይ እስራኤል ቁጽሪ ናይ ጽሬት ፍቓድን ትእዛዝን W3C‘s Web Content Accessibility Guidelines 2.0, AA JAWS መሰረት ብምግባር እዩ ተመስሪቱ፡፡
• ብሶፍት ዌር አቢሎም ዓይነ ስዉራት ሙሉእ ብሙለእ ክጥቀሙ ዝገብር
• ብኪቦርድ ወይ ብሓጋዚ ካልእ ቴክንሎጂ ብምቃም ኣብ‘ቲ ድህረ ገጽ ኣብ TAB ብጽቃጥ እቲ
ካብ ሊንክ ናብ ሊንክ ዘሕልፍ ናይ ምልክት ተንቀሳቐሲ (ኮርሰር) ጸቒጥካ ENTER ሊንክ ይሰርሕ
• ናይ‘ቲ ድህረ ገጽ መድለይን ኩነታት ናይ ምርዳእን ዘይጋግዩን ምቹዋትን እዮም
• ናይ‘ቲ ድረ ገጽ ሶፍትዌር ብንጹር ተጻሒፎም ብአርእስትታት ተጽሑፉን ኣጸቢካ ተዳለውን እዮም
• ናይ ምርኣይን ሕብሪ ፈሊኻ ናይ ምርኣይን ጸገም ንዘለዎምን ከምኡ‘ውን ሕብሪን ናይ ጽሑፍ ዕቅን
ምልወጥን
• ዝንቀሳቐሱ ንገለ ገሊኦም ተጠቀምቲ ክርብሹ ዝኽእሉ ኮንተንታት ዝርከብዎም ገጻት
ምንቅስቓሶም ጠጠው ዘብል መጽቀጢ ክሀልዎም እዩ
ኣበ‘ቲ ድህረ ገጽ ናይ ምእታውን ሐደሐደ ነገራት ተሎ ኢልካ ናይ ምርካብን ጸገማት እተጋጢመሙኹምን
ሕቶ እንሀሊኩም እንተሓተትክሙና ሕጉሳት ኢና፡፡ኣብ ሕቶኹም ናይ‘ቲ ገጽ ኣድራሻን ናይ‘ቲ ትጥቀሙሉ መሳርሕን ብራሰርን ቦታን ኣብ ርአሲ ምጥቃስ ብዝኾነ ሐጋዚ ቴክኖሎጂ ትጥቀሙ እንተኮይንኩምን ብዝርዝር ኣቕርቡልና፡፡
ሺም ፡ ሄንደልማን ቪኪ
Email: Vicky@moreshet.org.il
ቁጽሪ ስልኪ፡03-6881280
ብቐሊል ናይ ምጥቃም መግለጺ፡ 10.7.2023