ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ናብ እስራኤል (እየሩሳሌም) ኣብ ምእታዎም ሂወቶም ናይ ዝሳኣኑ ናይ ዘኽሪ ማዓልቲ
እዚ ዕለት እየሩሳሌም ናይ ምእታው ሕልሞም ኣበ ምትግባር ዝነበሩ ኣሻሓት ፤ ኣንስቲ ፤ ኣረጓጉትን ሕጻውንትን ሕልሞም እንተይተሳኽዐ ሂወቶም ናይ ዝሳኣኑ ናይ ዘኽሪ እዩ፡፡ እቲ ዕለት ንናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ብፍላይ ድማ ነቶም ካብ ኩሉ ተፈተውቲ ዝኾኑ ቤተሰቦም ዝሳኣኑ ናይ ሓዘን ማዓልቲ እዩ፡፡ እንተኾነውን እቶም ቤተ ስድራ ተስፋ እንተይቆረጹ ጉዕዝኦም ብጸልማት ቀጺሎም፡፡
ናይ’ቶም ሂወቶም ዝሳኣኑ ዕለት ዘኽሪ ኣብ כ"ח אייר (28 ወርሒ ኢያር) በቲ ዕለት ናይ ከተማ እየራሳሌም ማዓልቲ ክኸውን ተወሲኑ፡፡ በቲ ዕለት ናይ እየራሳሌም ማዓልቲ ዮም ይሩሻይም ክኸውን ምግባሩ ነቶም ዝደለይዋን ግና ድማ እንተይረኸብዋ ዝተረፉን ምልክት ክኸውንን ከምኡ’ውን ናብ’ታ ንብርክት ዝበሉ ወለዶታትን ንኣሻሓት ዓማውትን ተጸበይዋን ቃል ታኣተወትሎምን ሀገር፡፡
በቲ ናይ ዘኽሪ ዕለት ኣብ ተፈላለዩ ናይ ሀገር ከተማታትን ቦታታትን ናይ ዘኽሪ ስነ ስርዓታት ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ክቡራት ሂወቶም ዝሳኣኑ ቤተ ስድርኦም ይዝክሩ፡፡
ኮይኖም ዝሓለፉ ክስተታት
May
18
እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት
18.05.2023
11:00
June
05
እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት
Herzl's Grave, Mount Herzl Cemetery, Jerusalem
05.06.2024
11:00 - 13:00
May
26
እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት
Herzl's Grave, Mount Herzl Cemetery, Jerusalem
26.05.2025
11:00 - 13:00
May
14
እስራኤል ንምእታው አብ መገዶም ሂወቶም ናይ ዝሳአኑ ብቐጥታ ዝማሓለፍ መንግስታዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት
Herzl's Grave, Mount Herzl Cemetery, Jerusalem
14.05.2026
11:00 - 13:00
እስራኤል እናጹ አብ መገዲ ናይ ዝሞቱ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል መንግስዊ ናይ ዘኽሮም ስነ ስርዓት፡፡
አብ ዕለት14 ወርሒ ጉምበት 2026 ሰዓት 11፡00 አብ እምባ ሄርጸል እየሩሳሌም ክካየድ እዩ፡፡