ማዕኸል ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ባህልን ቅርስን - מרכז מורשת יהדות אתיופיה-תיגרינית

The Ethiopian Jewish Heritage Center

በዓል ሲግድ
ናይ ጸሎት ዓቢ ጉባኤ ኣብ ኢየሩሳሌም
በዓል ሲግድ
Ethiopian Jewry Hirtage Center. Illustation: Alemu Eshetie
 ናይ ምርምር ትካል

እቲ ናይ ምርምር ትካል ብዝምልከት

 ቤት መዝገብን ናይ መረድኢ ማእኸልን

ቤተ መዝገብ እናኣተኹም ክትደልዩ ትዕደሙ

ናይ ዘላኣለማዊ ዘኽሪ

ንዘክር ክንርስዕ የብልናን

 ካርታ ኣብ እስራኤል ናይ ጊዚያዊ መንበሪ ማእኸላት

ኣብ እስራኤል ናይ ዝርከቡ ናይ ብሓባር መንበሪ ጊዚያዊ መንበሪ ማዕኸላት ካርታታት

 ዘኽርን ስነ ስርዓታትን

November 09
በዓል ሲግድ

እቲ ማዕከላይ ቀንዲ ናይ ጸሎት ጉባኤ ናይ በዓል ሲግድ ኣብ ኢየሩሳሌም ኪካየድ እዩ

Sherover Promenade near Armon Hanatziv, Jerusalem.
09.11.2026 08:00 - 14:00
እቲ ማዕከላይ ቀንዲ ናይ ጸሎት ጉባኤ ናይ በዓል ሲግድ ኣብ ኢየሩሳሌም ኪካየድ እዩ። ዝካይደሉ ዕለት, ሰኑይ፣ “ካፍ ጤት ሔሽቫን ታፍ-ሺን-ፔይ-ዛይን” 09/11/2026 እዩ። ቦትኡ፣ የሩሳሌም ኣርሞን ሃናጺብ ጥቓ ዝርከብ መሳፍንቲ ፓርክ፣ ታየሌት ሽሩበር እዩ።   08:00 ምኽፋት ቦታ ጸሎት 12:30 ወግዒ ስነ-ስርዓት መንግሥታዊ ቡራኬ 14:00 ምፍታሕ ጾም   ኣብ መዓልቲ እቲ ዓቢ ኣኼባ፣ ፍሉይ ናይ መጓዓዝያ (ኣውቶቡስ) ኣገልግሎት ክዳሎ እዩ። እዚ ኣገልግሎት ዚዋሃብ ካብቲ ኣብ ጥቓ ህንጻ ብንያነይ ሃኡማ ዝርከብ ጎደና ሻዛር ዘሎ ናይ ኣውቶቡስ መደብራት ዝበገሱ እንተኾኑ፤ ብተወሳኺ እውን ካብ ዝተፈላለዩ እዋናት/ከባቢታት እታ ሃገር ዘበግሱ ኣውቶቡሳት ክህልዉ እዮም።   ብዛዕባ ቦታታት መበገሲ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ፤ ቁጽሪ ቴሌፎን ቤት-ጽሕፈት: 02-6772568 ኢመይል: [email protected]