ስለ እቲ ማእኸል - מרכז מורשת יהדות אתיופיה-תיגרינית
על המרכז

ስለ እቲ ማእኸል

ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ትካል ምርምር ባህልን ቅርስን ብናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ዝግበሩ ምርምራት ክዓቢዩን ክህፍትሙን የተባብዕ፡፡ እዚ ዝግበር ብተመራመርቲ ሰረሕተኛታቱ ናይ ምርምር ስራሕ ብምስራሕ ፤ ናይ ወጻኢ ተመራመርቲ ብምድጋፍ ፤ ከምኡ’ውን ተገበሩ ምርምራት ብምእካብን መርመርትን ዘይተመራመርትን ፤ ተራ ሰባት ብቐሊሉ ክረኽብዎም ብምግባር ምእንቲ ሐድሺን ጭቡጥን ምርምር ክግበር ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ትካል ባህልን ቅርስን ንዕኡ ዝሰርሕ ትካል ምርምርን ንናይ ተማሀሮ ዩኒበርሲትን ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ምርምር ጸብላልነት ንዘርኣዩን በብዓመቱ ሺልማት ይሺልም፡፡ ንናይ ዩኒበርሲቲ ተማሀሮ ኣብ ትምህርቶም ጸብላልነት ንዘርኣዩ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ይገብር፡፡
እቲ ትካል ዓመት ዓምት ብናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ሙሩጽ ዝብሀል ጉዳይ ጉባኤ የካይድቨ ፤ እንታይ ኣበይ ከምይ ብዝብል ዝርርብ ዝካየዱሎም ኣብ ከም ዓመት ባዓል ምህለላ ፤ ወፈራ ሙሴን ሰለሞንን ወ.ዘ.ተን ዝምዝኣምሰሉ ዕለታት፡፡ ብተወሳኺ ኩሉ ግዘ ናይ ኣጋይሽ መማህራን ዩኒቨርሲቲ ንገፊሕ ህዝቢ ብዘይ ምኽፋል ፤ ናይ ብኢንተርነት ትምህርቲ (ገላጻታት) ይግበሩ፡፡ እቲ ተቐድሐ ትምህርታዊ ገለጻ ኣብ ናይ’ቲ ትካል ዩቲዩብ ምርካብ ይካኣል፡፡

ናይ ባህልን ቅርስን ትካል ናይ ምስረታ ግዘ 2012

Photo: Revital Topiol

ዶ/ር ሲምኻ ጌታሁን

የኢትዮጵያ ይሁዳውያን ባሕልና ቅርስ ማዕከል የቦርድ ሊቀ መንበር

ብመዳይ ትምህርቲ ናይ ባር ኢላን ዩኒቨርቲ ናይ ዶክቴሬት ዲግሪ ኣለዋ፡፡ ኣብ ናይ ቂቡጻት ሰሚናር ናይ ፋኩልቲ ፤ ኣብ ናይ ባር ኢላን ዩኒቨርሲቲ ናይ ጉዳያት ምምሕዳር ኮለጅን ሕርይቲ መምህር፤ ለከቸረር ፤ እያ ፡፡ ኣብ’ቲ ናይ ጉዳያት ምምሕዳር ኮለጅ ናይ ኣብ ሓደጋ ጫፍ ናይ ምብልሻው ዝርከቡ መናእሰይ/ቆልዑ ናይ ትምህርቲ ጉዳያት ናይ ዝኾነ ጠመትኡ ናይ ንናይ ካልኣይ ዲግሪ ዝምልከት ዝኾነ ምክትታልን ምምኻርን ሓላፊትን መማዕበሊትን እያ፡፡ ናይ’ቲ መንግስታዊ ናይ ቅርስን ባህልን ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ማእኸል ኣባል ባይቶን ብናይ መግባረ ሰናይ (ብዘይ ደሞዝ) አደ መንበርን እያ፡ ኤለም ናይ ተባህለ ኣብ ጸገመን ሓደጋን ናይ ዝርከቡ ፍሩያት ቆልዑ ውድብ ካብ አንስቲ መስረቱ እንትትከውን ኣብኡ ተፈላለዩ ባህልታት ፤ ሞያዊ ምትሕብባር ፤ ናይ ጎደና ስራሕን ናይ ለይቲ ምዝውዋርን ዝብል መደብ ዝፈጠረት እያ፡፡ ዶክተር ጌታሁን ናይ ተፈላለዩ ባህልታት ፤ ካብ ሀገር ናብ ሀገር ምስግጋር ፤ ትምህርቲ ፤ ተማራማሪትን ናይ ሕብረተሰብ ኣባልን እያ፡፡ ኣብ’ቲ ናይ ብህልን ቅርስን ቐንዲ ስራሕና ምግዋሕ መረዳእታን እቲ ሰሓብን አገራምን ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ታሪኽ ብምርምር ኣዕሪዩ ክወጽእ ምግባር እዩ፡፡ እዚ ስራሕና ናይ ሕብረተሰብና ታሪኽ ኣብ ናይ እስራኤል ታሪኽ ክፋል ኩይኑ ኩሉ ዝፈልጦ ምግባር እዩ፡፡ ስለዝኾነ ክብ ዝበለ ናይ’ቲ ማዕኸል ዕላማ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ታሪኽ ኣብ ናይ ሰባት ሓሳብን መረዳእታን ዝሰረጸ ክኸውን ምግባር እዩ፡፡ ከምኡ’ውን ባህሊ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ኣብ’ቲ ናይ እስራኤላውያ ይሁዳውያን ባህሊ፤ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ’ቲ ሕብረተሰብ ቀጻሊ ወለዶ ጽልዋ ዘለዎ ክኽውን ምግባር እዩ፡፡ እዚ ብዝምልከት እቲ ናይ ባህልን ቅርስን ማእኸል ሕትኡ ናብ ዓበይትን መናእሰያትን ናይ እስራኤል ማህበረሰብን ደቂ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤልን የቕርብ፡፡ ብፍላይ ብዕድመ ዓበይቲ ዝኾኑ ቤተ እስራኤል ኣብ’ቲ ናይ ቅርስን ባህልን ማእኽል ፤ ምስክርነት ፤ ጽሑፍ ፤ ፍቓዳት ፤ ሰነዳትን ደበዳበታትን እንትሪኡ ክግርሙ እዮም-ናይ ኢትጵያ ናብራ ከመይ ምንባሩ ዝገልጽ መረዳእታ ዘህፍትምን ነገር እንትቕላዓሎም፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል መናእሰይ ዘይፈልጥዎ ታሪኽ ይፈልጡ ፤ መሰረቶም ብምርዳእ ይማሀሩን ብመበቁልኦም ይኾርዑን፡፡ ምስ’ዚ ንናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ናይ ጁኦግራፊ ርሕቐትን ማሕበራውን ጽገማት እኳ እንተነበሩ ተፈላለዩ ተሓሊዮም ዝነበሩ ታሪኾም ብናይ እስራኤል ህዝቢ ፉሉጣት ክኾኑ ምግባር እዩ ስራሕ ናይ’ቲ ማእኸል፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ማሕበረሰብ ካብ ናይ ዓለም ይሁዳውየን ተፈልዮም ሀይማኖቶም ሓሊዮም ምንባሮም ናይ ይሁዳውያን ማሕበረሰብ ምልክት እዮም፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ናይ ህዝበ እስራኤል ይሁዳዊ ስምዒትን መሰረታዊ መንፈሳዊ ስምዒትን ንኣሻሓት ዓመታት ዝኣክል ኣኽቢሩ ናይ ቀጻሊ ሐድነትን ዘወፈየ እዩ፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ሕብረተሰብ ቁምነገርን ድልደላን (ብርትዕና) ኣብ’ቲ አቦታቱ ዘቐመጥዎ መሰረት ዘንጸባርቕ መንነት ተላበሰ ባህሊ ዘርኢ ዘሎ መናእሰይ ወለዶ ጽቡቕ ኮይኑ ይንጸባረቕ ኣሎ፡፡ አነ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ማእኸል ቅርስን ባህልን አደ መንበርን መስራቲቱን ፤ ናይ ነገስታት ጊዲኦናት ዘርእን ክም ምዃነይ በቲ ማእኸል ዝፍጠሩ ወይ ብእኡ ዝድገፉ ናይ ታሪኽ ፤ ናይ ባህልን ትምህርትን ትሕዝቶ ዝርከቦም ነገራት እቲ ፉሉይ ዝኾነ ይሁዳዊ ናትናን ናይ ሓባርን መንነት ከንጸባርቕ እዩ ድሌተይ፡፡ ኣብ’ቲ ጽቡቕ ብርኪ ናይ ውርሰት ፤ ናይ ታሪኽ ፤ ናይ ቋንቋ ፤ ናይ ብህልን ልምድን ፤ ናይ ምግቢ ከም ምዕባየ እዚ ኩሉ ንዝመጹን ድሕሪኦም ንዝስዕቡን ወለዶታት ምርካብ እዩ ድሌተይ፡፡ ናይ’ቲ ማእኸል አደ መንበርን መስራቲትን እንትኸውን ገጀፍቲ መሰላትን ክብረትን እየ ተቐቢለ ፡፡ ስለዝኾነ እዚ ኩሉ ንምሕላዉን ምምዕባልን ንናይ ሎምን መጻእን ወለዶ ክሰርሕ እየ፡፡

ናፍታሊ አብራሃም

የኢትዮጵያ ይሁዳውያን ባሕልና ቅርስ ማዕከል ሥራ አስካሃጅ

ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል (ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን) ታሪኽ ኣብ ናይ ህዝበ ይሁዳውያን ታሪኽ ኣዚዩ ሳሓብን ኣገራምን እዩ፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ንኣሻሓት ዘበናት ዝኣክል ምስ ካልኦት ህዝቦም ርክብ ኣይነበረሙን፡፡ ብርክት ዝበሉ ጸገማት እናተጻወሩን እናሕለፉን ይሁድነቶን አይገደፉን እኳዳኣስ ብቕንኣት ሓልየሞ ኣኽቢሮሞ፡፡ ናይ’ዚ ቃልሶም መራሕቲ ኣቕሽቶምን (መንፈሳዊ መራሕቶም) ካብኣቶም ዝቦቖሉ ፖለቲከኛታትን እዮም ኔሮም፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሓለፈ ውርሰት ኣብ ናይ ህዝበ እስራኤል ታሪኽ ኣድላይ ዝብሀል ቦታ አለዎ፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ናይ ቅርስን ባህልን ማዕኸል ቐንዲ ተራ እዚ ታሪኽ ናብ ናይ እስራኤል ኩሉ ሕብረተሰብ ናይ ቅድሚት ደረጃ ምምጻእ እንትኸውን ከምኡውን ታሪኽና ምስ ናይ ህዝበ እስራኤል ታሪኽ ተታሓሓዘን ዝንጸባረቕን ምግባር እዩ፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ታሪኽ ተሓላለኸን አጻጋምን እዩ፡፡ ከም’ቲ ልዕሊ ተባህለ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ምስ ካልኦት ህዝቦም ርክብ ዘይነበሮም ብሕታውያን ኮይኖም ሀይማኖቶም ከልውጡ ምስ ዝሞኮሩ ኣካላት ተቓሊሶም፡፡ ደቂ ናይ’ቲ ሕብረተሰብ ናብ ናይ ነብሶም ንፍቖት እየሩሳሌም ንምምላስ ክሳብ እቲ ናይ ሎሚ ቃልሲ ዘበጽሐ ዘይቋረጽ ቃልሲ ተቓሊሶም፡፡ እቲ ናይ ቅርስን ባህልን ማዕኸል ካብ ዕላማታቱ ሐደ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ታሪኽ ፤ ባህልን ሀይማኖትን እስራኤል ንምምጻእን መጺኻ ድማ ኣብ እስራኤል ናይ ናብራ (ቅሊጣ) ከይዲ ዘለዎ ምርምርን መጽናዕትን ክግበር ምትብባዕ እዩ፡፡ ናይ’ዚ ኩሉ ዕላማ እቲ ንሕና እናኣምነሉ ናይ ታሪኽ ዛንታ ፍሉጥ ክኸውን ምግባር እዩ፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ናይ ቅርስን ባህልን ማዕኸል ቀዋሚ ቦታ ንናይ’ቲ ሕብረተሰብ አወዳትን ኣጓላትን መናእሰይ ዓብይ ትርጉም ዘለዎ ማዕኸል እዩ፡፡ ንሕና ናይ’ቲ ማዕኸል ሰራሕተኛታት ነቲ ጽቡቕ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ታሪኽ ተወሳኺ ዝኸውን ኩሉ ታሪኽ ምእካብና ክቕጽል እዩ፡፡ እቲ መረዳእታ ብኢንተርነት ኮነ ብኻልእ ናብ ናይ’ቲ ማዕኸል ድረ ገጽ (ቦታ) ምእታው ከምዝካኣል ክንገብር ኢና፡፡ ደቂ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ኣብ’ቲ ናይ’ቲ ማዕኸል ናይ መረዳእታ (መታአኻኸቢ መረዳእታ) ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድመኩም፡፡

ቤት ምኽሪ/ኮሚቴ

ቲራ ጋሊኖይር

በትምህርት ሚኒስቴር የአዲስ ገቢ ይሁዳውያን ልጆች አስተባባሪ ክፍል ሃላፊ

ራሄሊ ካፕላን

በአኑ የይሁዳውያን ቤተ መዘክር የስልታዊና የሽርክ ግንኙነት ሃላፊ

ማታን ስጦታው ማለደ

በባህልና ስፖርት ሚኒስቴር ጽህፈት ቤት የባጀት ክፍል ሠራተኛ

ማያ ዘለቀ

ምናኼም ሰንበቱ

የሕግ ጠበቃ/ ባለሙያ

ፕሮፌሶር ራኼል ሻርዓቢ

የአሽኬሎን ከተማ ኮሌጅ የሶሲዮሎጅ ክፍል ዋና ሃላፊ

አዳም ተሰማ

በአልያና ክሊታ ጽህፈት ቤት የእሥራኤል ብሄራዊ ቅርሶች ፤ ድርጅቶች ፤ ተቋማትና ህብረተ ሰብ ክፍል ሃላፊ

ፕሮፌሶር ሊአ ማኮብጽኪ

የታሪክ ፕሮፌሶርና በአሬኤል ዩኒቨርሲቲ የእሥራኤል ዘመናዊ ታሪክ ጥናትና ምርምር ክፍል ሃላፊ

አሳፍ ታርከቲንስኪ

אסף

በእሥራኤል ብሔራዊ ቤተ መዘክር የምርምርና የማስፋፋት ክፍል ሃላፊ

Photo: Revital Topiol

ዶ/ር ሲምኻ ጌታሁን

የኢትዮጵያ ይሁዳውያን ባሕልና ቅርስ ማዕከል የቦርድ ሊቀ መንበር

ብመዳይ ትምህርቲ ናይ ባር ኢላን ዩኒቨርቲ ናይ ዶክቴሬት ዲግሪ ኣለዋ፡፡ ኣብ ናይ ቂቡጻት ሰሚናር ናይ ፋኩልቲ ፤ ኣብ ናይ ባር ኢላን ዩኒቨርሲቲ ናይ ጉዳያት ምምሕዳር ኮለጅን ሕርይቲ መምህር፤ ለከቸረር ፤ እያ ፡፡ ኣብ’ቲ ናይ ጉዳያት ምምሕዳር ኮለጅ ናይ ኣብ ሓደጋ ጫፍ ናይ ምብልሻው ዝርከቡ መናእሰይ/ቆልዑ ናይ ትምህርቲ ጉዳያት ናይ ዝኾነ ጠመትኡ ናይ ንናይ ካልኣይ ዲግሪ ዝምልከት ዝኾነ ምክትታልን ምምኻርን ሓላፊትን መማዕበሊትን እያ፡፡ ናይ’ቲ መንግስታዊ ናይ ቅርስን ባህልን ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ማእኸል ኣባል ባይቶን ብናይ መግባረ ሰናይ (ብዘይ ደሞዝ) አደ መንበርን እያ፡
ኤለም ናይ ተባህለ ኣብ ጸገመን ሓደጋን ናይ ዝርከቡ ፍሩያት ቆልዑ ውድብ ካብ አንስቲ መስረቱ እንትትከውን ኣብኡ ተፈላለዩ ባህልታት ፤ ሞያዊ ምትሕብባር ፤ ናይ ጎደና ስራሕን ናይ ለይቲ ምዝውዋርን ዝብል መደብ ዝፈጠረት እያ፡፡ ዶክተር ጌታሁን ናይ ተፈላለዩ ባህልታት ፤ ካብ ሀገር ናብ ሀገር ምስግጋር ፤ ትምህርቲ ፤ ተማራማሪትን ናይ ሕብረተሰብ ኣባልን እያ፡፡
ኣብ’ቲ ናይ ብህልን ቅርስን ቐንዲ ስራሕና ምግዋሕ መረዳእታን እቲ ሰሓብን አገራምን ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ታሪኽ ብምርምር ኣዕሪዩ ክወጽእ ምግባር እዩ፡፡ እዚ ስራሕና ናይ ሕብረተሰብና ታሪኽ ኣብ ናይ እስራኤል ታሪኽ ክፋል ኩይኑ ኩሉ ዝፈልጦ ምግባር እዩ፡፡ ስለዝኾነ ክብ ዝበለ ናይ’ቲ ማዕኸል ዕላማ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ታሪኽ ኣብ ናይ ሰባት ሓሳብን መረዳእታን ዝሰረጸ ክኸውን ምግባር እዩ፡፡ ከምኡ’ውን ባህሊ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ኣብ’ቲ ናይ እስራኤላውያ ይሁዳውያን ባህሊ፤ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ’ቲ ሕብረተሰብ ቀጻሊ ወለዶ ጽልዋ ዘለዎ ክኽውን ምግባር እዩ፡፡
እዚ ብዝምልከት እቲ ናይ ባህልን ቅርስን ማእኸል ሕትኡ ናብ ዓበይትን መናእሰያትን ናይ እስራኤል ማህበረሰብን ደቂ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤልን የቕርብ፡፡ ብፍላይ ብዕድመ ዓበይቲ ዝኾኑ ቤተ እስራኤል ኣብ’ቲ ናይ ቅርስን ባህልን ማእኽል ፤ ምስክርነት ፤ ጽሑፍ ፤ ፍቓዳት ፤ ሰነዳትን ደበዳበታትን እንትሪኡ ክግርሙ እዮም-ናይ ኢትጵያ ናብራ ከመይ ምንባሩ ዝገልጽ መረዳእታ ዘህፍትምን ነገር እንትቕላዓሎም፡፡
ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል መናእሰይ ዘይፈልጥዎ ታሪኽ ይፈልጡ ፤ መሰረቶም ብምርዳእ ይማሀሩን ብመበቁልኦም ይኾርዑን፡፡ ምስ’ዚ ንናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ናይ ጁኦግራፊ ርሕቐትን ማሕበራውን ጽገማት እኳ እንተነበሩ ተፈላለዩ ተሓሊዮም ዝነበሩ ታሪኾም ብናይ እስራኤል ህዝቢ ፉሉጣት ክኾኑ ምግባር እዩ ስራሕ ናይ’ቲ ማእኸል፡፡
ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ማሕበረሰብ ካብ ናይ ዓለም ይሁዳውየን ተፈልዮም ሀይማኖቶም ሓሊዮም ምንባሮም ናይ ይሁዳውያን ማሕበረሰብ ምልክት እዮም፡፡ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ናይ ህዝበ እስራኤል ይሁዳዊ ስምዒትን መሰረታዊ መንፈሳዊ ስምዒትን ንኣሻሓት ዓመታት ዝኣክል ኣኽቢሩ ናይ ቀጻሊ ሐድነትን ዘወፈየ እዩ፡፡
ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ሕብረተሰብ ቁምነገርን ድልደላን (ብርትዕና) ኣብ’ቲ አቦታቱ ዘቐመጥዎ መሰረት ዘንጸባርቕ መንነት ተላበሰ ባህሊ ዘርኢ ዘሎ መናእሰይ ወለዶ ጽቡቕ ኮይኑ ይንጸባረቕ ኣሎ፡፡
አነ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን ማእኸል ቅርስን ባህልን አደ መንበርን መስራቲቱን ፤ ናይ ነገስታት ጊዲኦናት ዘርእን ክም ምዃነይ በቲ ማእኸል ዝፍጠሩ ወይ ብእኡ ዝድገፉ ናይ ታሪኽ ፤ ናይ ባህልን ትምህርትን ትሕዝቶ ዝርከቦም ነገራት እቲ ፉሉይ ዝኾነ ይሁዳዊ ናትናን ናይ ሓባርን መንነት ከንጸባርቕ እዩ ድሌተይ፡፡ ኣብ’ቲ ጽቡቕ ብርኪ ናይ ውርሰት ፤ ናይ ታሪኽ ፤ ናይ ቋንቋ ፤ ናይ ብህልን ልምድን ፤ ናይ ምግቢ ከም ምዕባየ እዚ ኩሉ ንዝመጹን ድሕሪኦም ንዝስዕቡን ወለዶታት ምርካብ እዩ ድሌተይ፡፡

ናይ’ቲ ማእኸል አደ መንበርን መስራቲትን እንትኸውን ገጀፍቲ መሰላትን ክብረትን እየ ተቐቢለ ፡፡
ስለዝኾነ እዚ ኩሉ ንምሕላዉን ምምዕባልን ንናይ ሎምን መጻእን ወለዶ ክሰርሕ እየ፡፡

ናይ ጉዳያት ሳይንስን ኮሚቴ

ፕሮፈሶር ባት ጺዮን ዓራቂ ክሎርማን

በኦፕን ዩኒቨርሲቲ ፤ የታሪክ የፊሎሶፊና የይሁዳውያን ታሪክ ምርምር ክፍል ፕሮፌሰር

ፕሮፌሶር ጋሊያ ጻባር

ፕሮፌሶር ኻጋይ ኤርሊኽ

በቴል አቪቭ ዩኒቨርሲቲ የአፍሪቃና የመካከለኛው ምሥራቅ ታሪክ ትሮፌሶር ( ጡረታ የወጡ)

ዶ/ር አንበሴ ተፈራ

የምርምርና ጥናት ቡድን ሊቀ መንበር

መስረቲ እቲ ናይ ባህልን ቅርስን ትካል

ሣራ ገዳሙ

የማዕከሉ ጽህፈት ቤት የሥራ ሃላፊ

ዶ/ር ኤልዓድ ዌክሥለር

የማዕከሉ የምርምር ክፍል ሃላፊ

ቪኪ ሄንደልማን

የማዕከሉ ኒው መዲያ ክፍል ሃላፊ

ታማር ጋርደን

የማዕከሉ የምርምር ክፍል ረዳት

ዳኔኤል ጹቄር

የማዕከሉ የመዝገብ ቤት ሃላፊ

ጋዲ ጌታ መላኩ

ማስረጃዎችን የማሰባሰብ ክፍል ሃላፊ

ዮሲ መንግሥቱ

የማዕከሉ የፕሮጀክቶች ክፍል ሃላፊ