ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ናይ ምጽሓፉ ምረቓ ስነ ስርዓት - מרכז מורשת יהדות אתיופיה-תיגרינית
ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ናይ ምጽሓፉ ምረቓ ስነ ስርዓት

ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ናይ ምጽሓፉ ምረቓ ስነ ስርዓት

16.04.2024 17:00 - 20:00

ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ናይ ምጽሓፉ ምረቓ ስነ ስርዓት ኣብ ዕለት 16.4.2024 ስዓት 17፡00 ኣብ እየሩሳሌም ኣብ ናይ ብንያነ ሀኡማ አደራሽ ኦዲተርዩም ኤሽኮል ሻዛር ቁጽሪ 1 ስለ ዝካየድ በቲ እዋን አብ’ቲ ቦታ ተረኹብኩም ተሳተፍቲ ክትኮኑ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ማእኸል ቅርስን ባህልን ደሙ፡፡
 

እቲ ስነ ስርዓት ሊቀ ካህናት ብርቁን ካልኦት ካህናትን ከምኡ’ውን ተወከልቲ ህዝብን ህዝብን ኣብ ተረኸብሉ እዩ ክካይድ፡፡

እቲ ናይ ዓመት ባዓላት መጽሓፍ ብግእዝ ብክልተ ጥራዛት እንትኸውን ሕታሙ፡

1.ጥራዝ ናይ ቆውዒ ባዓለት (ኻይ አቭ) (ወርሒ ሌሳን ፤ ውሬናን ሰነ ማረርን (ኻግ ሻቡኦት) ዝርከብዎ

2 ካልኣይ ጥራዝ..ናይ ብርሀን ሰረቐ (ሮሽ ሀሻና) ፤ ናይ ባዓለ መጸለት (ሱኮት)  ሕዳረ ማእረር (ካልኣይ ሻቡኦት) ዓመት ባዓላት ዝርከብዎ ሻውዓይ ወርሒ እዩ፡፡

  

እቲ ናይ ጸሎት መጽሓፍ ብካህን ምንተስኖት ማሙ ካብ ተፈላለዩ ቦታታት ተኣኻኺቡ ተጻሕፈ እንትኸውን እንተሎ ኣብ ምድላዉን ናይ ምምራቑ ስነ ስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ቤተ እስራኤል ማእኸል ቅርስን ባህልን ተሳታፋይ  እዩ፡፡

 

ክንሪኤኩም ንጽበ !

 

እቲ ስነ ስርዓት ብቪድዮ ክልዓለን ብመቕድሒ ክቕደሕን እዩ

  • This field is for validation purposes and should be left unchanged.