ቤት መዝገብ Commemorations - מרכז מורשת יהדות אתיופיה-תיגרינית
commemorative illustration: Alemu Eshetie

እስራኤል ኣብ ምምጽኦም ዝሞቱ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን

ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን እስራኤል ናይ ምእታውን ኣብኣ ናይ ምንባርን መሰሎም ብስቓይ ረኺቦም ክብሉ ሺሎሞ ሂሌል ተባህሉ ናይ ክኔሴት ኣፈ ጉባኤ ዝነበሩ ኣብ ”ውሽጢ ናይ ሓጺን ሓጹር” ሕልሚ ኣብ ዝብል ናይ ኢትዮጵያ ኣሲሬ ጽዮን (ናይ ጽዮን እሱራት) ብዝምልከት ዝጽሓፎዎ ጽሑፍ ጽሒፎም፡፡
ካብ 1979 ክሳብ 1990 ዓ/ም ብሱዳን ጌሮም ዓሰርተታት ኣሻሓት ይሁዳውያን እስራኤል ንምምጻእ ሞኪሮም ግና በቲ ኣብ ጉዕዞ ኮነ ኣብ ናይ ሱዳን ካምቦ ስደተኛታት ኣሻሓት ዝኾኑ ካብኣቶም ዘጋጠሞም (ዝነበሮም) ሕማቕ ኩነታት ኣቐሚጦም፡፡
ከም’ቲ ዝግመት ኣብዘን ዓማውቲ እዚኤን 16.000 ዝኾኑ እስራኤል እንትኣትዉ 4.000 ኣብ መገዲ ሂወቶም ስኢኖም፡፡ ክሳብ ሕጂ ኣብ መገዲ ናይ ዝሞቱ 1.620 ሰባት ሺም ዝርዝር ኣብ’ቲ ኣብ እመባ ሄርጸል ዝርከብ ሓወልቲ ዘኽሮም ምዝጉባት ይርኩ፡፡ ነብሲ ወከፍ ካብ’ቶም ነብሶም ዝሳኣኑ ምስ ቤተ ሰቦም ምስተፈላለዩ ተሪፎም፡፡ ከምኡ’ውን እቶም መወቲ ናይ’ታ ንኽኣትዋ ብዙሕ ጻዕሪ ዝገበሩ መሬት ኤሬጽ ይስራኤል እንተይተግበሩ ተሪፎም፡፡ ሕልሞም ዝነበረት እየሩሳሌም ናብኣ እናተጉዓዙ እቲ ክባር ዝባሀል ዋጋ ከፊለሙላ፡፡ እቶም እየሩሳሌም ንምእታው ነብሶም ዝኸፈሉን ናይ ጽዮናዊነትን ፍቕሪ ናይ ትውልዲ ሀገርን ዘይራኣዩ ሰውኡትን ኣንስትነ ጀጋኑ ንዘክሮም፡ ነብሶም ብሰማይ ይምሓር

እስራኤል ኣብ ምምጽኦም ዝሞቱ ናይ ኢትዮጵያ ይሁዳውያን

ሀብታሙ በውቀት

ናይ ኣቦ ሺም ::
በውቀት
ናይ ኣደ ሺም:
ስማኒ
ዕድመ:
3
ናይ ሞት ዓ/ም:
1987
ዝሞቱሉ ቦታ:
አምራኮቫ ሱዳን

ሀብታሙ ነጋ

ናይ ኣቦ ሺም ::
ነጋ
ናይ ኣደ ሺም:
አንጓች
ዕድመ:
1
ናይ ሞት ዓ/ም:
1984
ዝሞቱሉ ቦታ:
አምራኮቫ ሱዳን

ሀብታሙ አስማማው

ናይ ኣቦ ሺም ::
አስማማው
ናይ ኣደ ሺም:
እንይሽ
ዕድመ:
3
ናይ ሞት ዓ/ም:
1981
ዝሞቱሉ ቦታ:
ሞፋርጋት ሱዳን

ሀብታሙ አየልኝ

ናይ ኣቦ ሺም ::
አየልኝ
ናይ ኣደ ሺም:
ባዩሽ
ዕድመ:
3
ናይ ሞት ዓ/ም:
1984
ዝሞቱሉ ቦታ:
ታዋባ ሱዳን

ሀብታሙ እዮብ

ናይ ኣቦ ሺም ::
እዮብ
ናይ ኣደ ሺም:
ገነት
ዕድመ:
3
ናይ ሞት ዓ/ም:
1984
ዝሞቱሉ ቦታ:
አምራኮቫ ሱዳን

ሀብታሙ ወርቁ

ናይ ኣቦ ሺም ::
ወርቁ
ናይ ኣደ ሺም:
ካሰሽ
ናይ ሞት ዓ/ም:
1989
ዝሞቱሉ ቦታ:
አርማጭሆ በመንገድ