ዓመት ባዓል ምህልላ አብ እየሩሳሌም
20.11.2025
08:00 - 14:00
Sherover Promenade near Armon Hanatziv, Jerusalem.
ዓመት ብዓል ምህለላ አብ እየሩሳሌም ብጸሎትን ስነ ስርዓትን ክኽበር እዩ፡፡
ሓሙስ ዕለት 20/11/2025 አብ እየሩሳሌም አብ ጥቓ ናይ እየሩሳሌም አርሞን ሀናጺብን ጣዬለት ሺሩበር አብ ዝባሀል ቦታን ኣብ ዝካየድ ናይ ምኽባር ዓመት ብዓል ምህለላ ስነ ስርዓት ተረኺብኩም ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ፡፡
እቲ ስነ ስርዓት አብ ስዓት 8፡00 ብጸሎት ፤
አብ ስዓት 12፡30 ብቡራኼን መንግስታዊ ናይ‘ቲ ዓመት ብዓል ስነ ስርዐትን ክኽበር እዩ፡፡
አብ ስዓት 14፡00 ናይ‘ቲ ዓመት ብዓል ጾምን ጾሎትን የብቅዕ/ይዛዘም፡፡
በቲ ዕለት ናብ‘ቲ ቦታ ናይ መኽበሪ ዓመት ብዓል ተሳተፍቲ ዝወስወዳ (ዘጉዓዕዛ) እተቡሳት አብ ጥቓ ናይ እየሩሳሌም ብኒያኔ ሀኡማ ሸዛር አብ ዝብሀል ጎደና ክዳለዋ/ክህልዋ እየን፡፡
ከምኡ‘ውን ካብ ተፈላለዩ ቦታታት/ከተማታት ተሳተፍቲ እየሩሳሌም ዘጉዕዛ እተቡሳት ክዳለዋ ፡፡
ኢሜል info@moreshete.org.il ቁጽሪ ስልኪ 02-6772568